Botanix – መጺሄት ብዛዕባ ኣትክልቲ

Botanix ትግርኛ

ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር (Marsilea quadrifolia)

ስእሊ

Marsilea quadrifolia

ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር (Marsilea quadrifolia) ናይ ማይ ክንሻር ኮይኑ፥ ቆጽሉ ንክሎበር ይመስል። ወቕታዊ ናይ ማይ ክንሻር ወይ ክሎበር ኣብ መንጉኦም ዝምድና ዘይብሎም ዶ ይመስለካ? በንጻሩ ግና-ክልቲኦም እዞም ወቅታዉያን ባህሪ ናይዚ ምልኩዕ፤ ዘይ ሉሙ፤ ጠቃሚ፤ ኣብ ጀራጂን ዘይፍለጥን ተክሊ እዮም ዝገልጹ።

ኣርባዕተ ዚቆጽሉ ክሎበር ነዋሕቲ ራይዘማት ንሰብ ሾላከስ እዮም ኢሉ ክሓስብ ዝገብሮ ኣለዎ። ኣብ ማይ ቆጽሎም ጸንበለል ዘብሉ ካብ ራይዘማት እዮም ዚበቁሉ። እዚ ቆጽሊ ኣብ ኣርባዕተ፥ ኣርባዕተ ዝቆጽሎም ክሎበር ዝመስሉ ፥ክፋላት ይምቀል። ኣብ ግዜ ቆዉዒ ነቶም ራይዘማት ካብ ማይ እንተ ኣዉጺካዮም፥ ደቀቅቲ ዓተር ዝመስሉ ነገራት ይረኣዩ። ስፖሮካርፕስ ወሃያዊ ዘርኡ ጉንዲ ናይዚ ተክሊ ካብ ክንሻር መጺኡ ኢልካ ኪትድምድም ይገብረካ። ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር፥ ኣብ ሁዱእ ጸጥ ዝበለ ሃብታም ብመኣዛዊ ንጥረ ነገር ማይ፥ ኣብ ኩለን ኪፍሊ ሃገራት ንደቡብ ኣመሪካ ገዲፍካ ይበቁል።

ኣብ ኣመሪካ፥ እዚ ተክሊ ከም ጦብላቅ (ወጣም) ተክሊ እዩ ዚቁጸር። ኣብ ሲሎባኪያ ኣብ 7 ቦታታት ገማግም ኣፍላግ ላቶሪሳ ይበቁል። ኣብ ከባቢ ፈለግ ቦርዶግ፣ ላቦረስ ከምኡ ዉን ዩ.ኤች ይርከብ ኔሩ።

ኣብ ቲሮፒካዊ ቦታ ነዚ ኦም ዚመስሉ ጅር ሓንሳእ ሓንሳእ ኣብ ኣካርዮም ዝበቁሉ ኣለዉ።

ኣርባዕተ ዚቆጽሎም (Marsilea quadrifolia) ኣትኪልቲ ንኪቲከሉ ቡዙሕ ዝጠልቡ ኣትክሊቲ ኣይኮኑን፣ እንዲሕር ማይን ቁሩብ ሓመድ ኣብ ታሕቲ ዘልዎ ባዞ ኣደሊካ ካብ መጠን ኒላዕሊ እኩል እዩ። ኣብ ብ202020 ሰንቲ መተር ዝዓቀኑ ባዞ ከይተ ሸገርካ ከተብቁሎ ትክእል ኢካ። ክለሰ ሓሳባዊ ዕበት ናይቲ ባዞ ግና 60–80 ሊትሮ ወይ ሊዕሊኡ ዚሕዝ እዩ። ቀዝሒ ስለ ዚጻወር ዓመት ሙሉእ ኣብ ደገ ክከዉን ይክእል እዩ። ቡዙሕ ጠለብ ሰለ ዘይ ሓትትን ቢቀሊሉ ስለ ዚቦቅልን ድኮነ ኪዘርኦ ይክእል እዩ።

ስእሊ

ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር ኣብ ሸካ ዘለዎ ራህያ ጽቡቅ ይበቁል እዩ። ጥራይ ቁርብ ሓመድ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ራህያ ብምግባር ነቲ ራይዘም ኣብቲ ሓመድ ኣቀምጦ። ድሕርዚ ቁሩብ ምክንካን ተጌርካሉ ባዕሉ ክበቁል እዩ። ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር ምሰቲ ማይ ዓቀን ብቅዓቱ ብዘይ የገድስ ኪወሃሃድ እዩ። ኣብ ዓሚቅ ከማን ክትዘርኦ ትክእል ኢካ ጉንዱ ባዕሉ ምስቲ ዑምቀት ናይቲ ማይ ኪሳዕ ቆጽሉ ጸንበለል ዚቢል ክወሃሃድ እዩ። ነቲ ራይዘም ብምጭዳድ ነቲ ተክሊ ኪዝርጋሕ ትሕግዞ። ሚንጻፍ ኣርባዕተ ዝቆጽሉ ክሎበር ንምቡቃል ንእሽቶ ራይዘም (ኪሳዕ 10 ሰንቲ መተር) እኪልቲ እያ።

««« ዝሓለፈ ዓንቀጽ፤: ቸሪሞላ (Annona cherimola) ዝስዕብ ዓንቀጽ፤: ብሬድፍሩት Artocarpus odoratissimus, ማራንግ »»»

ሰሉስ 26.12.2023 18:30 | ሕተም | ማይን ማያዉያን ኣትክልትን

ብዛዕባ KPR

Logo of KPR - ማሕበር መዕበይቲ ኣትክልቲ ስሎቫኪያ
KPR- ማሕበር መዕበይቲ ኣትክልቲ ዓለም-ለካዊ ዉድብ መዕበይቲ ኣትክልቲ እዩ። ንዝያዳ ንባብ…
ብዛዕባ ኣታዓባብያ ኣትክልቲ ዘለካ ተመክሮ ኣካፍል። ዓንቀጻት ብዛዕባ ጀርዲን፡ ኣትክልቲ፡ ኣትክልቲ ምዕባይ ካልእን ጽሓፍ። ከምኡ እዉን ኣብቲ ናይ ቋንቋካ ክፋል ናይ መጺሄትና Botanix ኣሕትሞ! ንዝያዳ ሓበሬታ ተራከቡና።

ትሕዝቶ፤ ኩሉ መምርሒ ኣተዓባብያ ኣትክልቲ ማይን ማያዉያን ኣትክልትን ሳዕሪ ስየታት ቃንጥሻታት ባልዓት ባዕዳዉያን ኣትክልቲ ዲፍራን (ኮኖኣዊ ዝፍሪኦም ኣግራብ)