Botanix – መጺሄት ብዛዕባ ኣትክልቲ

Botanix ትግርኛ

ህንዳዊ ሹሻን ማይ (Nelumbo nucifera)

ስእሊ

ናይ ሂንዲ ማያዊ ዕንባባ ሹሻን

ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን (Nelumbo nucifera) ምሉኩዕ ማያዊ ተኪሊ ቀጠልያ ዓይኒ ዓተር መሰል ቆጺሉ ኣብ ላዕለዋይ ጺፊሒ ማይ ጸንበለል ዝብል እዩ። ጽገረዳዊ ዕንበባባታቱ ኩሉ ግዜ ካብ ሊዕሊ ጺፍሒ ናይ ማይ ገል ሰንቲ ሜቴራት ሪሒቁ ኣብ ረጎድቲ ኣጉናድ እዩ ዚርከብ።

ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕኒባባ ከም ቁዱስ እዩ ዝቁጸር። ብዱሃዉያን ኣብ ግዜ ሃይማነታዊ በዓል ይጢቀምሉ። ብምልኡ እቲ ተክሊ ሰባት ከህልክዎ ይክእሉ እዮም። ዋላ እካ ሲሩ (ራይዞም) ኣብ ኣሰራርሓ ባህላዊ መግቢ፣ ኣብ ኹሉ ደቡባዊ ሚብራቅ ኤስያ ይጢቀምሉ እንተኮኑ። ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ተክሊ ልኪዕ ከምናይ ሙኡዝ ዝጨንኡ ናይ ማይ ሹሻን እዩ። ኣብ ከም ናትና ኩነታት ነዚ ተክሊ ኽትዘርኦ ከቢድ ኣይኮነን፣ ኣገባቡ ጥራይ እዩ ኪፈልጥ ዘለዎ።

ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ንክትዘርኦ ነቲ ደጋዊ ተሪር ሺፋኑ ቀስ ገርካ ቢካትራበትራ ወይ መፋሕፊሒ ክትፍሕፍሕሖ ኣሎካ። እዚ ድማ ብቀሊሉ ንክቦቁል ማይ ኪኣትዎ ይክእል። ኣንድሕር ተሪር ሺፋኑ ዘይተትንከፈ እቲ ዘርኢ ንዘመናት ይቂጽል እዩ። ኣብ ማይ እንተ ኣእቲናዮ ግና እዚ ዘርኢ ንክጥጥዕ ቁሩብ ዓመታት ክወስደሉ ይክእል እዩ።

ስእሊ

ዘርኢ ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ምዝርጋሕ

ተሪር ሺፋን ዘርኡ ቢግቡእ ከም ዚፋሕፋሕካዮ ቢከምይ ቲፈልጥ? ሓደ ቢሙዉሳክ ግዝፉ ኣብ ማይ ምሰ እተካዮ ኪሕቢረካ ይኪእል እዩ። እኒዲሕር እቲ ዘርኢ ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ኪልተዕጺፊ ወሲኩ ተወሳኪ ሚፍሕፋሕ ኣየድሊዮን እዩ። ተዘይኮይኑ ግና እንደገና ቢምፍሕፋሕ ንዚቂጽል 24 ሰዓታት ኣብ ማይ እለኮ እዚ ክሳዕ ክልተ ዕጽፊ ዕበት ዘርኢ ደጋግሞ።

ነዚ ዘርኢ ማይ ጥራይ እዩ ዘድልዮ…

እቲ ሚፍሕፋሕ ሚስተዓወተ ኣብ ማይ ዚመል ታኒካ እለኮ። እቲ ግቡእ ናይ መጀመርታ ምቡቃል ሚቆት ማይ ኣብ መንጎ 27 ኪሳዕ 28 ዲግሪ ስንቲ ጊረድ እዩ (ዋላ እካ ዘርኢ ኣብ 20 ዲግሪ ሰንቲ ግረድ ቢዕጽፊ ዕበት ይዉስክ እንቶኮነ) ኣቢዚ ሙቆት ዘርኢ ቀልጢፉ ይጥጥዕ ኣብ ዉሽጢ ሰሙን ቡቅሉ ይርአ።

ልክዕ እቲ ቀዳማይ ደረጋ ምስ ተቀልቀለ ነቲ ዚጠጥዐ ዘርኢ ኣብ ጨቃዊ መቡቆሊ ቦታ ወይ ኣብ ኣካርዮም ፣ኣብ ታሕቲ ናይ እቲ መትሓዚ (ኣካርዮም፣ ባስካ) ሕጻ ዘለዎ። ዓቀን ማይ ናይቲ መትሓዚ እንተ ዉሓደ 30 ሰንቲ መትር ካቢቲ ዚበቁለሉ ንላዕሊ ኪብርክ ኣሎዎ። እንዲሕር ሕጻ ዘለዎ ኣካርዮም ተጠቂምና፣ ናይ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ብቀሊሉ ዓሳ ኣብ ዚመልኦ ኣካርዮም ኪቦቁል ይኪእል እዩ።

ቀስ እንዳበለ እቲ ተክሊ ክዓቢ ከሎ ብዙሕ ቦታ ይሓትት። ኣብ በረድ ዘልዎ ቦታ ገዲፍካ ኣብ ዝኮነ ቦታ ኣብ ጋብላ ኣብ ናይ ሓጋይ ክረምቲ ኣብ ቀጠላ ገዛ ። እቲ ጉቡእ ሂንዳዊ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ዚበቁለሉ ካብ 20–35 ዲግሪ ሰንቲ ግረድ እዩ።

ኣብ ናትና ኩነታት ኣየር ቱሑት ሙቆት ኑቡር እካ እንቶ ኮነ እቲ ተክሊ ግና ቢዘይ ገል ጸገም ኪነብር ይኪእል እዩ ። ኣብ ክረምቲ ኣብ ደገ ክትተክሎ ትክእል ኢካ ኣብ ሓጋይ ግና ኣብ ዉሽጢ ክዕቀብ ኣለዎ። ልክዕ ከም ናይ ሙኡዝ ሹታ ዘለዎ ናይ ማማይይ ሹሻን ኣብ ዚሓመቀ ገዲፍካ ኣብ ጠሊ ዘለዎ ክኒዉም (ኪረምቲ ኪሳዕ ዚሓልፍ ምዲቃስ) ይኪእል እዩ።

ከም ዚበሃል እቲ ቁኑዕኒ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ዚበቁለሉ ቢካሻስትሩስ ዚተሰርሐ ካብ 60– ክሳዕ 80 ሊትሮ ዚሓዘ ጋብላ እዩ። እዚ ክሳዕ 10 ዩሮ ይዉድእ፣ ከም ዚስዕብ ኣገባብ ተጥቀም ነቲ ዚጠጥዐ ዘርኢ ኣብ ዚጨቀወ መቡቆል ወይ ኣብ ጆያ ዘልዎ ኣካርዮም ኣብ ናይ ዕንባባ ዕትሮ ኣእትዎ ዲሕርዚ ነት ናይ ዕንበባ ዕቲሮ በቲ ካሻስቱሩስ ዝተሰርሓ ጋብላ ኣቀምጦ ጸቡቅ ዉጺኢት ንምርካብ ነት ጋብላ ኪሳዕ ኣፉ ማይ ሚልኣዮ።

ብልጫ ናይ ካሻስቱሩስ ጋብላ ምጥቃም ቢቀሊሉ ኣብ ናይ ሓጋይ ጀርዲንካ ወይ ኣብ ናይ ገዛካ ኪፍሊታት ኪቅመጥ ይኪእል እዩ።

ኣብቲ ካልኣይ እቲ ጋብላ ጢቃ ፍኒስትራ (ናይ ሰግነት ፊንስትራ እንቶኮነ ዚበልጸ ይከዉን) ክቅመጥ እዩ ዚሚከር ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ናይ ጸሓይ ብርሃን ወይ ሚቀት ቡግቡእ ይወስድ ከም ዘሎ ኒምርግጋጽ ኪጥዕም። ኣብ ግዜ ኪረምቲ ናብ ደቡብ ገጹ ኪጢሚት ይግባእ። ከም ዚረኣናዮ ሂንዲ ማያዊ ሹሻን ዕንባባ ዋላ ኣብ ናይ ገዛ ኪፍሊታት ቢቀሊሉ ኪዓቢ ይኪእል እዩ!

««« ዝሓለፈ ዓንቀጽ፤: ኦይስተር ቃንጥሻ (Pleurotus ostreatus) ምፍራይ

ሰሉስ 26.12.2023 18:52 | ሕተም | ማይን ማያዉያን ኣትክልትን, መምርሒ ኣተዓባብያ ኣትክልቲ

ብዛዕባ KPR

Logo of KPR - ማሕበር መዕበይቲ ኣትክልቲ ስሎቫኪያ
KPR- ማሕበር መዕበይቲ ኣትክልቲ ዓለም-ለካዊ ዉድብ መዕበይቲ ኣትክልቲ እዩ። ንዝያዳ ንባብ…
ብዛዕባ ኣታዓባብያ ኣትክልቲ ዘለካ ተመክሮ ኣካፍል። ዓንቀጻት ብዛዕባ ጀርዲን፡ ኣትክልቲ፡ ኣትክልቲ ምዕባይ ካልእን ጽሓፍ። ከምኡ እዉን ኣብቲ ናይ ቋንቋካ ክፋል ናይ መጺሄትና Botanix ኣሕትሞ! ንዝያዳ ሓበሬታ ተራከቡና።

ትሕዝቶ፤ ኩሉ መምርሒ ኣተዓባብያ ኣትክልቲ ማይን ማያዉያን ኣትክልትን ሳዕሪ ስየታት ቃንጥሻታት ባልዓት ባዕዳዉያን ኣትክልቲ ዲፍራን (ኮኖኣዊ ዝፍሪኦም ኣግራብ)